Pan-African Bitcoin Academy's avatar
Pan-African Bitcoin Academy
npub1q659...70vv
Pan-African Bitcoin Academy is an open-source Bitcoin education infrastructure that teaches Bitcoin from first principles and builds long-term technical and contributor capacity in underserved communities. Eritrea 🇪🇷
ኮልድካርድ፡ ኩሉ ወናኒ ቢትኮይን ክፈልጦ ዘለዎ ፍጻመ ወናኒ ቢትኮይን እንተ ኮይንካ እዚ ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ናይ ሃርድዌር ዋለት ዛንታታት ናይዚ ዓመት እዩ። ብዙሓት ወነንቲ ቢትኮይን ብዘይተጸበይዮ መገዲ ናይ ኮልድ ካርድ ሃርድ ዌር ንቅላዕ ንስርቂ ንኹሉ ኣሰንቢዱ ይርከብ። ብመሰረት ጸብጻባት እዚ መጥቃዕቲ ከባቢ 500 ዋለታት ክጸሉ ከሎ ካብኡ ከባቢ38 ሚልዮን ዝዋግኡ ኣስታት 594 ቢትኮይን ከሰድ ተክኢሉ ኢዩ። ናይ ብሓቂ እንታይ እዩ ኣጋጢሙ? ዘይከምቲ ልሙድ መጥቃዕቲ ዝፍጽሙ ኣካላት ነቲ ህዝቢ ንጥቀመሎም መሰጋገሪ ትካላት ናይ ዝጥቀምሉ ሰርቨራት መጥቃዕቲ ዘይኮነ ፡ እዚ ፍጻመ ዝተወሰኑ መሳርሒታት ኮልድካርድ ኣብ ትሕቲ ፍሉይ ኩነታት ከመይ ጌሮም መቆጻጸሪ ቃላት (seed phrase) የዳልዎዎ ዝተረኽበ እዩ ጉድለት እዩ. እቲ መጥቃዕቲ ኣዝዩ ቅልጡፍ ክፍጸም ከሎ። እቲ ተቓላዕነት ምስ ረኸቡ መጥቃዕቲ ዝፍጽሙ ሰባት ኣብ ውሽጢ ደቓይቕ ካብ ተቓላዕቲ ዋለታት ገንዘብ ከም ዝጸረጉ ይንገር። ብዙሓት ተጠቀምቲ ዋለቶም ክሳብ ዝምርምሩን ቢትኮይኖም ከም ዝጠፍአ ክሳብ ዝረኸቡን ኣብ ሓደጋ ከም ዘለዉ እኳ ኣይተረድኦምን። ድሕሪ እቲ ፍጻመ፡ Conkite -እቲ ብድሕሪ ኮልድካርድ ዘሎ ኩባንያ-ህጹጽ ናይ ጸጥታ ምኽሪ ኣውጺኡ፡ ነቲ ጸገም ኣሚኑ፡ ንዝተጎድኡ ተጠቀምቲ ይቕሬታ ሓቲቱ፡ ዝኾነ ሰብ ነቲ ዝተጎድአ ፋርምዌር ተጠቒሙ ዋለት ፈጢሩ ክኸውን ዝኽእል ሰብ ቅልጡፍ ስጉምቲ ክወስድ ኣተሓሳሲቡ። ስለዚ ኮልድካርድ እንተሃልዩካ እንታይ ክትገብር ኣለካ? መጀመርታ መሳርሒኻ ዝተጸልወ ፋርምዌር ቨርዥን ይሰርሕ ድዩ ኣይሰርሕን ኣረጋግጽ። ካብ 2021 ክሳብ ሕጂ ዝወጻ ሞዴል ተኾነን ከም MK3 ክሳብ MK4. ካልኣይ፡ ናብቲ ብኮይንካይት ዝወጸ ሓድሽ ፋርምዌር ዝተሓደሰ ሶፍትወር ናይታ መሳርሕትካ ብሓድሽ ቀይር። ሳልሳይ ሓድሽ ዋለት በቲ ዝተሓደሰ ሶፍትወረ ዘውጻኻዮ ክፈት፣ ኣብ መወዳእታ ኩሉ ቢትኮይንካ ናብቲ በቲ ሓድሽ ዋለት ዝፍጠር ኣድራሻታት ኣሰጋግሮ። ዋላ ገንዘብካ እንተዘይተሰረቐ፡ ነቲ ናይ ቀደም seed phrase ምጥቃም ኣይትቐጽል። እዚ ፍጻመ ንነፍሲ ወከፍ ወናኒ ቢትኮይን እውን ኣገዳሲ መዘኻኸሪ እዩ። ሃርድዌር ዋለተ ንድሕነትካ እዝዩ ጽቡቅ እዩ ግን ንኹሉ ሓደጋ ግን ኣየወግድን እዩ። ናይ ፋርምዌር ብልሽት፡ ቀረብ ሰንሰለት መጥቃዕቲ፡ ፊሺንግ ምትላልን ድኹም ማይ ምዕቃብ ክእለትን ሕጂ’ውን ገንዘብ ናብ ምጥፋእ ከስዕብ ይኽእል። ድሕነት ብዛዕባ እቲ እትጥቀመሉ መሳርሒ ጥራይ ኣይኮነን-ጽቡቕ ናይ ስርሒት ኣሰራርሓታት ምኽታልን ብዛዕባ ናይ ጸጥታ ምዕባለታት ሓበሬታ ምርካብን እዩ። እቲ ሓሳብ ቀሊል እዩ፡ ኮልድካርድ ትጥቀም እንተኾንካ፡ ኣይትስንብድ- ነዚ እውን ሸለል ኣይትበሎ። ዋለትካ ተጸልዩ ድዩ ኣይተጸልወን ኣረጋግጽ፣ ፋርምዌርካ ብቕልጡፍ በዚ ሓዲሽ ቀይሮ፣ ኣድላዪ እንተኾይኑ ድማ ቢትኮይንካ ኣግዕዞ። ቢትኮይንካ ከምቲ ንዕኡ ንምክልኻል እትወስዶ ስጉምትታት ጥራይ እዩ ውሑስ። image
📢 **Exciting News!** We're excited to announce that Cohort 3 will be delivered in collaboration with the @My First Bitcoin ! This will help us provide an even better Bitcoin education experience for our students. A big thank you to the MFB team. 🚀 #panbtc #ቢትኮይን image
ሓዳሽ ቪድዮ ብዛዕባ ከመይ ጌርካ ባዕልኻ ትውንኖ ዋለት ተዳሉ ዝብል ትሕዝቶ ሒዛ ኣላ። ሊንክ፦ #panabtc #ቢትኮይን image
ምስ ዕብየት ኣካዳሚ ዝገበርናዮ ኣብ ዋንነት ቢትኮን ሓጺር ክፋሉ #panABTC #bitcoin #ቢትኮይን #Eritrea
ቢትኮይን ምስ ብሎክቸይን እንታይ ምትሕሓዝ ኣለዎ:: #panABTC #bitcoin #blockchain #mining
ኣይትእመን ኣረጋግጽ ብሎክቸይን እንታይ እዩ! In this session, we’ll break down blockchain and the technology behind it. #panABTC #bitcoin #orangepill #blockchain #mining image
Session 2 recap We explored the rise and fall of fiat money — lived history. - Coinage and Precious Metals in Axum Kingdom - Rise of papers and Banknotes - Fiat Money and its fall - How did 2008 affect our community #PanABTC #bitcoin #bitcoineducation #bitcoin
As we step into 2026, we mark the Genesis of the Pan-African Bitcoin Academy, An online Eritrean community–based Bitcoin education initiative. Our mission is simple: Teach Bitcoin from first principles — How it works, How to use it safely, and Why it matters. image